ኣብ ዓዲ ሰግዶ፡ 5000 ት/ሜ ስፍሓቱ መሬት፡ ንመዓላ መእከቢ ኣዳራሽ፣ ከምኡውን ማእከል መዘናግዒን ስልጠናን ዝኸውን ብሚኒስትሪ መሬትን ማይን ተፈቒዱ። ነዚ ህያው ንምግባር፡ ካብ ኣብ ዓዲ ሰግዶን ኣብ ወጻኢ (ዲያስፖራ) ዘለዉ ደቂ ዓዲ ሰግዶን ዝተውጸአት ሽማግለ ስርሓ ጀሚራ ኣብ ምዝገባን፡ ምዝርጋሕ ሓበሬታን፡ ሕጋዊ ትካል ኣብ ምምስራትን ክትነጥፍ ጸኒሓ። ናይዚ ፖሮጀክት ባጀት 5 ሚልዮን ናቕፋ'ዩ።
ሕጂ ድማ ፡ ከም ቀዳማይ ምዕራፍ ናይ ገንዘብ ድለባ፡ 1 ሚሊዮን ናቕፋ ($67,000 USD) ብመልክዕ ወፈያ ንምእካብ ተጀሚሩ። እዞም ኣብ ታሕቲ ኣስማቶም ተጠቒሱ ዘሎ ናቶም ግደ ጌሮም ኣለዉ።
ኩሉኹም ዓዲ ሰግዶ፡ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ብሓባር፡ ኣካል ናይዚ ቅዱስ ዕላም ንምዃን ነዛ ናይ መብጽዓ ቅጥዒ መሊእኩም መብጽዓኹም፡ ክትሰዱልና ብትሕትና ንሓትት።
ንተውሳኺ ሓበሬታ
Sweden-ገዛኢ ከተማ +46 0704368818
Norway- በረኸት ሃብተሚካኤል +47 40064510
Holland - ሳራ ቀሺ መኮነን +31616453372
Denmark - ተኽላይ ኣርኣያ +45 71497204
Germany- ኣማኑኤል ገብረሚካኤል +49 15208560235
United Kingdom-ጎይትኦም የማን +44 7956418681
Canada- መሓሪ ሃብተሚካኤል +1 6478946223
USA -መርሃዊ ርእሶም +1 3035642777